Easy words, word repetition, less than 250 words
መን ምብራር ይኽእል? መንከ ኣይኽእልን?
ቦራ ናቪ ዝገበሮ ምግባር ትኽእል ፡፡ ክልቲኦም ተመሳሳሊ ነገር ምግባር ይኽእሉ፡፡
አብ ሓደ ንእሽተይ መንደር አይዳ ትባሃል ንይ ምንፋር ሕልሚ ዘለዋ ዶርሆ ነይራ፡፡ አብቲ ከባቢ ዘለዉ ካልኦት ዶርሖታት አደይ ብብማዓልቱ ትገብሮ ናይ ምንፋር ሙከራ ይስሕቑላ ነይሮም፡፡ ኮይኑ ግን ሓደ መዓልቲ ዝገረም አጋጣሚ አጓኒፉ……
እንታይ ይሰርሑ ኣለው፣ ከመይ ይንቀሳቐሱ?
ትራክተር ኣብ ዝሓመመሉ እዋን ሙሓዝቱ ክረድእዎ ይመፁ
ኣብዚ ደስ ዝብል ነበርያ ነበረ ውሸጢ መፍርሒ ዝኮነ ሆቦብላ ንፋስ ኣብቲ ቑሸት ምስ በሐ ጁቡሊሌ ሰባት ንምርዳእ ዘለዋ ሕልሚ ጋህዲ ይኸዉን፡፡
ሓደ እዋን ዳይኖሰራት ኣብዛ ዓለምና ይነብሩ ነይሮም፡፡ ንምካኑ አስማቶም መን ከምዝባሃሉ ትፈልጡ ዶ?
By navigating this website, you agree to the storing of cookies on your device to enhance site navigation and analyze site usage.